ቤተ መጻሕፍቲን ድኳናት መጻወቲ
ጸወታታት ከተንብብን ክትጻወትን እንተ ደሊኻ ናብ ቤተ-መጻሕፍቲ ወይ መጻወቲ ቤተ-መጻሕፍቲ ኽትከይድ ትኽእል ኢኻ።

ከተንብብ ትደሊዶ ?
ኣብቲ ቤተ-መጻሕፍቲ ንብምሉኡ ዕድመን ብእተፈላለየ ቛንቋታትን ዚኸውን መጻሕፍቲ ኽትልቃሕ ትኽእል ኢኻ።
ንስኻን ስድራ ቤትካን ክትጻወቱ ትፈቱዶ ?
ኣብቲ መጻወቲ ቤተ-መጻሕፍቲ ቈልዑ ኰተቴታት ከምኡውን ዓበይቲ ጸወታታትን መጻወቲታትን ክልቃሕዎ ይኽእሉ ኢዮም።