ናይ ቋንቋ ኮርሳት
ጀርመንኛ ኣብ ቀጽሪ ሰይንት ጋለን ወግዓዊ ቛንቋ እዩ ።
ኣብ መዓልታዊ ህይወትመብዛሕትኡ ግዜ ላህጃ ዘለዎ ስዊዘርላንዳዊ ጀርመንኛ ትሰምዕ ኢኻ እንተዀነ ግን ኵሎም ሰባት ነቲ ልሙድ ጀርመንኛ ይርድእዎ ኢዮም። ስለዚ ስዊዘርላንዳዊ ጀርመንኛ ኽትዛረብ ኣየድልየካን እዩ ።
ንብዙሕ ስራሕ ጀርመንኛ ምፍላጥ የድሊ ። ጀርመንኛ ትርድኦ እንተደኣ ዄንካ እውን ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ዝቐለለ ይዀነልካ።
ስለዚ ኸኣ ኢኻ ጀርመንኛ ቐልጢፍካ ኽትመሃር ዘሎካ። ዚምሽእ መገዲ ምረጽ፦

ከከም ኣታዊኻ ነቲ ናይ ጀርመን ኮርስ ዋጋ ኽትንክዮ ኢኻ። ነቲ መመልከቲ ወረቐት ምስቲ መምህር ኮርስ ክትመያየጠሉን ክትመልኦን ትኽእል ኢኻ።
- Mësoni gjermanisht - ja vlen! (albanisch)
- تعلم األلمانية - فهي ذات جدوى! (arabisch)
- Učite njemački – isplati se! (bosnisch)
- Lernen Sie Deutsch – es lohnt sich! (deutsch)
- Learn German – it is worth it! (englisch)
- آلمانی بیاموزید - ارزشش را دارد! (farsi)
- Apprenez l’allemand – cela vaut la peine! (französisch)
- Imparate il tedesco – ne vale la pena! (italienisch)
- Elmanî hîn bibin – ew hêjayê hînbûnê ye. (kurmanji)
- Aprenda Alemão – Vale a Pena! (portugiesisch)
- Baro Jarmalka–waa muhiim! (somali)
- Aprenda alemán, ¡merece la pena! (spanisch)
- ஜெர்மன் ஜமொழியயக் கற்கவும் – அது மதிப்பொனது! (tamil)
- ጀርመንኛ ተመሃር – ይረብሕ እዩ! (tigrinya)
ናይ ርክብ ነጥብታት
ኣብ ቀረባኻ ዝርከብ ርክብ ቦታ ምእንቲ ከነርእየካ ፖስትኮድካ ኣእቱ።