ኩሉ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንስደተኛታት ኣብ ካንቶን ሴንት ጋሌን
ኣብዚ ኽፋል እዚ ብዛዕባ ዅሉ ኣርእስትታት ዚገልጽ ኣገዳሲ ሓበሬታታትን ምኽርን ክትረክብ ኢኻ
ብዛዕባ እቲ መንበሪኻ ዝገበርካዮ ለውጢ ብቐጥታ ብኢንተርነት ጸብጻብ ስጥ
እዚ ወረቐት ሓበሬታ እዚ ብዛዕባ ኣብ ስዊዘርላንድ ምንባር ዚገልጽ ኣዝዩ ኣገዳሲ ነጥብታት ይገልጽ ኣብ ሕቶታት መን ኪሕግዝ ከም ዚኽእል ድማ ይሕብር ።