ስነ ጥበብን ባህልን
ኣብ ቀጽሪ ሰይንት ጋለን ንነፍሲ ወከፍ መቐረት ዝኸውን ባህላዊ ፍጻመታትን ምርኢትታትን ክትረክብ ኢኻ።

ከም እኒ እተፈላለየ ዓይነት ስነ-ጥበብን ባህልን ተሓጐሰሉ
- ሙዚቃዊ ምርኢት
- ሲነማን ትያትርን
- በዓላትን ዕዳጋታትን
- ክፉት ኣየርን ሙዚቃን
- ምርኢት ንምምራሕ ዚግበር ዙረት
- ካባሬታትን ኣብያተ - መዘክርን ወዘተ.
ኣብ ቀጽሪ ሰይንት ጋለን ንነፍሲ ወከፍ መቐረት ዝኸውን ባህላዊ ፍጻመታትን ምርኢትታትን ክትረክብ ኢኻ።
ከም እኒ እተፈላለየ ዓይነት ስነ-ጥበብን ባህልን ተሓጐሰሉ