ስደተኛታት
ነቶም ንግዜኡ እተኣመኑ ስደተኛታትን ነቶም ዕቝባ ዚረኽቡ ሰባትን እተፈላለየ ኣሰራርሓታት ይምልከቶም እዩ ።
ብቐዳምነት እትራኸበሉ ነጥቢ ቤት ጽሕፈት ማሕበራዊ ድሕንነት ምምሕዳር ከተማ እዩ።
ቤት ጽሕፈት ማሕበራዊ ድሕንነት ምምሕዳር ከተማኻ ብሓላፍነት ይሕተት።
ኣብኡ ኸኣ ብዛዕባ ምጽናሕካን ንጽህናኻን ሓበሬታ ኽትረክብ ኢኻ።
ኣብ ስዊዘርላንድ ብዛዕባ ምንባር ዚገልጽ ሓበሬታ
- ኣብ ኣሰራርሓ ዕቝባ ወይ ኣብ ደረጃ ዕቝባ ንዚርከቡ ሰባት ዚኸውን ተወሳኺ ትሕዝቶ S
- ብ18 ቛንቋታት ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ
- ሓያሎ ኣርእስትታት ኣብ ቪድዮታት ተገሊጹ ኣሎ
- ዓው ኢሉ ምስ ዚንበብ
- ሊንክ፦ https //integration-info.ch/
ሞባይል ኣፕሊኬሽን "SUI SRC"፦ ኣብ ስዊዘርላንድ ንዚርከቡ ስደተኛታት ዚወሃብ ደገፍ
ብዛዕባ ኣሰራርሓ ዕቝባ ኵነታት መንበሪ ሓድነት ስድራቤት ስራሕን ስልጠናን መንበሪ ገንዘብ ብሓባር ምንባር ኣገባብ ጥዕና ዝኣመሰለ መዓልታዊ ጕዳያት ዚገልጽ ሓበሬታ
እንተድኣ ተደላዩ ምስ ሓደ ኣፕሊኬሽን ኣብ ትሕዝቶናይቲ ከምኡውን ኣብቲ ኸባቢ ኣብ ዝርከብ ኣድራሻታትን ኣጋጣሚታትን ግቡእ ቋንቋ (ሕጂ ብዓረብኛ ጥራይ) ብጽሑፍ ክሕግዞ ዝኽእል ሰብ ክትራኸብ ትኽእል ኢኻ።
ናይ ርክብ ነጥብታት
ኣብ ቀረባኻ ዝርከብ ርክብ ቦታ ምእንቲ ከነርእየካ ፖስትኮድካ ኣእቱ።